By Arefaine Mesfun
ናብ ዝከበርኩምን ዝተናፈቅኩም ከምኡ ውን ዝተፈተኩምን ብጾት
ዳንካልያ ከመይ ትኮኑ ኣለኩም ጸጋ ጥዕናኩም
ኮነ መዓልታዊ መናባብሮኩም
ጽቡቅ ንክትህልውለይ ብዓል ሙሉእ ተስፋ እየ።
ርሑስ ብዓል ልደትን ከማኡ ውን መሆጎሲና ዝኮነ ቅሳነት ጥዕና ዝመልኦ
2013 ዓ/ም ርሑስ ሓድሽ ዓመትን ይግበረልና። ኣብ ስዊዘርላንድ የራክበና።