By Zecarias Tzegezab
ክመይ ትኾኑ አሕዋት ናፍቖተኩም ትአኪቡ ብዐይነይ ነጢሩ ክወጽእ ቁሩብ ተሪፍዎ. ናፍቖትኩም መሊኡኒ አሎ =ምሳኹም እንተዝውዕል ምፈኾሰኒ ነይሩ እንተኾነ ካልእ ኩነታት ስለ ዝረኸብኩ ምሳኹም ዘ ይምውዓለይ ቅር ይብለኒ ዕድመን ጥዕናን እንተሂቡና አብቀጻሊክንራኸብ ብዓል ተስፋ ኢየ ሎም ዘበን እካ አብ ዓድና ዜይ ምኻኑ ሐሪቐ አለኹ/ እነተኾነ ዝአክል ስለ ዘይተሰርሐሉ ከም ድላይና አይኮነን እሞ አሕዋት ጽቡቕ መዓልቲ ክኾነልኩም እምነ ምሳኻትኩም ከምዘለኹ ቀጸረዎ ብልበይ ውን ምሳኹም አለኹ ሐዎኹም ዘካርያስ