By Semere Fessehaye
ዝኸበርኩም ብጾት ነቶም ኣብ ስዊዘርላንድ ዝቐነኹም እንኳዕ ብድሓን ቦታኹም በጻሕኩም እቶም ክትመጹ ዘይጥዓመኩም ክኣ ከመይ ትኾኑ እናበልኩ
መልኣከ ወዲ ቐሺ ዝሰኣሎ ስእልታት LAUSANNE 2013 ብዝብል ኣርእስቲ ኣብ ወብ ሳይት ማሕበርና ኣሎ ።

ከምቲ ብጻይ ባይረ ሰረቐ ዝበሎ በብግዚኡ ንዝመጸኒ ስእልታትን ቪደዮ ብቐጻሊ ኣብ ወብ ሳይት ማሕበርና ከስፍሮ እየ።

ሓውኹም ሰመረ ፍስሃየ።