By Semere Fessehaye
ዝተናፈቕኩም ብጾት ከምቲ ኣብ ቀዳማይ መልእኽተይ ጠቒሰዮ ዝነበርኩ ሓሙሽተ ቪደዮ ካብ መልኣከ ሃይለ (ወዲ ቐሺ) ዝተላእካ ኣብ ወብ ሳይትና ሰፊረን ኣለዋ፡፡
ነዘን ቪደዮ ክትዕዘብ ከሎኻ ክሳብ ክንደይ ምዉቕን ዉዕዉዕን ምትእኽኻብ ከም ዝነበረ እዩ ዘርኢ፡፡
ደስ ኢሉኒ ደስ ይበልኩም ይብለኩም፡ ዝተናፈቕኩም ብጾትን የሕዋትን፡፡

ሓውኹም ሰመረ ፍስሃየ፡፡