By Melake Haile Ghebreab
ሰላም ን ኹሉኹም ብጾት ደንካልያ እንቓዕ ብሰላም ነናብ ቦታኹም ብሰላም ተመለስኩም
በሉ የሕዋትን ኣሓትን መቸም ሎምዘመን ካብቲ ዝሓለፈ ፍልይ ብዝበለ ኢዩ ሓሊፉ
ምስጋና ንስድራቤት ዮሃንስ ብሙሉኦም ምስ ተሓባበርቶም የቐንየልና ድማ .ንብሎም.
ብዝያዳ ከመስግኖ ዝደሊ ሰብ ደኺመ ምሰዕረፍኩ ይገብሮ ዘይብል ከይደቀሰ ምሉእ
ለይቲ ንማሕበርና ከሐጉስ ክብል ተደራራቢ ስራሕ ኮይኒኒ ከይበለ ሃየ አቶም ዘይነበርኩም
ብፍላይ አቶም ብኣካል ዝነበርና ከኣ ከመይ ከምዝነበረ ረኣይዎ ይብለናኣሎሞ ተፈደሉ
ቪድዮታትኩም ረኣይዎ ነዚ ኹሉ ብኣካል ከምዘይደቀሰስለዝረኣኽዎየ ዘይሕለል ተግባራቱ
ብስመይን ብስም ማሕበርን ከመስግኖ ዝደለኹ መንዩ ትብሉ ትህልዉ ንሱ ድማ
ብጻይ ሰመረ ፍሰሃየ እዩ ምስጋና ይብጻሕካ ክቡር ብጻይ

ሓውኩም መልኣከ ሃይለ.