By Semere Fessehaye
ዝተናፈቕኩም ብጾት ከመይ ትኾኑ?
ናይ ዓብደል ቃድር ሓድሽ ስእሊ ማለት መኪና መርሰደስ ካብ ደርጊ ዝተታሕዘትሉ እዋን ዘርኢ ስእሊ
ከምኡ እውን ናይ መሓመድ ሽፋ (ኣብ ሑደዳ ወኪል ዝነበረ) ምስ ግርማይ ዘሚኪኤል ዝተሳእልዎ ክልተ ስእልታት
ኣብ ወብ ሳይትና ሰፊረን ኣለዋ፡፡
ትረኽቡለን ቦታታት፡
  1. ኣብ ቀዳመይቲ ገጽ፡ ኣብተን ካብ የማን ንጸጋም ከምኡውን ካብ የማን ንጸጋም ዝመላለሳ ስእልታት፡፡
  2. ኣብ DARMSTATD 2010/PICTURES-1 ምስ ከድኩም ኣብታ Denkel E.L.F 1978 ምስ ጠወቕኩም ትረኽብዎ፡፡
  3. ከምኡውን ኣብተን ADDRESS ወይ ክኣ INFORMATION ዝብሃላ ገጻት ክትረኽብወን ትኽእሉ፡፡
ወድሓንኩም

ሓውኹም ሰመረ ፍስሃየ