By Semere Fessehaye
ዝተናፈቕኩም ብጾት ዳንካልያ ከመይ ቀኒኹም፡፡ ደጊመ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና እብለኩም፡፡
በሉ ሓውና ሰለሙን ፍስሓጽየን ስእሉ ስለ ዝልኣኸለይ ኣብታ ቀዳመይቲ ገጽ ናይ ወብ ሳይትና የእትየያ ኣሎኹ፡፡
ሓውና ሰለሙን ፍስሓጽየን ካብቶም ኣብ መጨረሽታ ንየመን ዝኣተዉ ብጾትና እዩ፡፡