By Baire Sereke
መርዓዊ መርዓቱ ሒዙ ከብዲ ዓዲ ምስ በጽሐ ኣዋልድ ዓዲ፡ መጺእካለይዶ - መጺእካለይዶ ክጽበየካ ዝበሃለሉ ወቕቲ እንሆ ደበኽ ኢሉ። ገለ ካብቲ ገዝሚ'ካ ሰመረ እንሆ ቅድሚ መርዓ ሰዲዱልና ኣሎ። መርበብ ማሕበር ዳንካልያ ኣብ ጁባና ተሰኪምናዮ ክንከይድ ዘኽኣለና፡ ቀሊል ገዝሚ ኣይኮነን።
በሉ ዳስ ተሰሊሙ፡ ሰቲ ተነስኒሱ ኣጋይሽ ዓርቢ ምሸት ይጽበሎ'ሞ ብደሓን ምጽኡ።