By Melake Haile Ghebreab
ዝኸበርኩም ብጾት ደንካልያ እቶም ብሓባር ናይ ቀደም እናዘከርና ክንስሕቕ ዝቐነና ከምኡውን ገለ ብጾት
ካብ እመሪካ ብተለፎን ደዊሎም ዝረኸቡና ካላኦትውን ብዝተፈላለየ ምኽንያት ዘይጠዓሞም ክመጹ ዘይከእሉ ከመይ ቀኒኹም ብፍላይ ከእ
እቶም ብሓባር ዝቐነና ናብ ቦታኹም ብሰላም ተመሊስኩም ክትኮኑ ዘለና ጹቡቕ ምንዮት ንገልጸልኩም
አወ ናይ ሎም ዓመት እቲ ዝገርም ዳርጋ ሰለስቲኡ ማዓልቲ ምሉእ ለይቲ ተእኪቦም ከዕልሉ ክስሕቁ ክትሪኢ ከላኻ
ክሳብ ክንደይ ናፍቖት ከምዝነበሮም ዝርእየካ ተግባርዩ መቸም ብዘይ ምግናን ዳርጋ ናይ ዓመት ዝኸውን ተራፒ ገርና ኣሎና
በሉ ክሳብ ንዓመታ ቦታን ግዘን ንራኸብ ኢንፎርመሺን ኣብ ወብ ሳይትና ኣቲና ሃሰውሰው ንበል ዝኾነ ነገር እንተሎ
ንጽሓፍ ኣይንሕመቕ ብዝተረፈ ክሳብ ስእልታት ዝስደደልና ኣኣብ ዝለናዮ ሰላምን ጥዕናን ንኹልና


ብሽም ሽማግለ ማሕበር
13/08/2014