By Tewelde Tesfai
ዝተፈተኹም ኹቡራትን ክቡራትን፤

ከመይ ትኾኑ ኣሎኹም ጸጋ ጥዕናኹም ኩሉኹም፣

ርሑስ ባዓል ልደትን ፣ ዓመተ ዓወት፣ ዓመተ ሰላም፣ ዓመተ ፍቕሪ ካብ ኩሉ ካብ ኩሉ ክኣ ጥዕና ዝመልኦ ዓመት 2015 ንኽገብረለና ብልቢ ንምነ፡ ምኽንያቱ ዓመት ከደ ዓመት መጸ ክንራኸብ ከኗኢልል ክንጻወት ክንስሕ ምእንቲ፣
gt;gt; ካብኡ ብምቕጻል ስድራቤት ኣማኒኤል ገብረየሱስ (ጥቢቆ) ዓባይ ጛሉ ራኬብ ኣማኒኤል ገብረየሱስ እትባሃል፣ ንዕለት 25.07.2015 ቃልኪዳን እትኣስረሉ ዕለት ስለዝኾነ፤ ንኹሉኹም ኣሓትን ኣሕዋትን ብኽብሪ ይዕድምኹም ኣሎዉ፡፡

ስድራ ቤት ኣማኒኤል ምስ ትረሓስ