By Melake Haile Ghebreab
መርሓባ ብጾት ደንካልያ ከመይ ኣለኹም ካብ ዘይንጸሓሓፍ ሓያለ ግዜ ኮይኑ
በሉኸ ቅነ ኣውደኣመት ከመይ ይገብር ህያባት ይገዛዛእዶ ኣሎ በሉ
ርሑስ በዓል ልደትን መሐጎሲና መቕሰኒና ናይ ሰላም ሓድሽ ዓመት ይግበረልና

መልኣከ ሃይለ