By Semere Fessehaye
ዝተናፈቕኩም የሕዋት ከምቲ ኣቐዲመ ሓቢረኩም ዝነበርኩ፣ መልኣከ ወዲ ቐሺ ዝልኣኸለይ ስእልታት ኣብ ወብ ሳይትና MANNHEIM 2015 ብዝብል ኣርእስቲ ኣስፊረዮ ኣሎኹ።
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ስእልታት ስለ ዝኾነ ንኽትርእይዎ እዕድመኩም።

ሓውኹም ሰመረ ፍስሃየ።