By Semere Fessehaye
ዝተናፈቕኩም የሕዋት ከመይ ትኾኑ። ከምቲ ኣብ ቀዳማይ መልእኽተይ ጠቒሰዮ ዝነበርኩ ስእልታት ካብ መልኣከ ወዲ ቐሺ ዝተቐበልኩዎ ሓቢረ ነይረ።
ብተወሳኺ ካብ ገብሪሂወት ዝመጸኒ ውን ወሲኸሉ ኣሎኹ።
እቶም ዘይልኣኽኩምለይ ሃየ ኣይትሕመቑ።
ንእግሪ መንገደይ እዛ ትስዕብ ሓበሬታ እህበኩም።
ኣነ ካባኻትኩም ምስ ተፈለኹ ንመርዓ ወዶም ንስዉእ ፍትውን ሓፍትና ጸሃይቱን ዝምልከት ተዛራሪብኩም ኔርኩም።
ከም ዝተሓበረኒ፣ እቶም ይምልከተናዩ ዝብሉ ምስ ዛይድ (ተስፋንኪኤል ሓጎስ) ተራኺቡ ተባሂሎም።
ከምቲ ናተይ ኣቐዲምኩም ዝኸድኩም የሕዋት ስለ ዘለኹም ምስ ዛይድ ክሳብ ዕለት 25-08-2015 ዘሎ ጊዜ ክትራከቡ በዚ ኣጋጣሚ እሕብረኩም።

ሓውኹም ሰመረ ፍስሃየ