By Amanuel Weldesuss
ዝተናፈቕኩም ብጾት ዳንካልያ ከመይ ትኾኑ? ግዜ ዕርፍቲ መርዓታት ሓሊፉ ቅነ ልደትን ሓዲሽ ዓመት ዝቃራረበሉ ኩሉ ሰናያት እዳተመነና ኣብቲ በኽሪ ኣበባና መርዓ ራኬብ ጓልና ብኩሉ ሸነኻት ዝገበር ምትሕብባር ምስጋናና ወሰን የብሉን ንዘማዓረኩምናን ንኣኽብረትኩም ደጊምና ነመስግን ኣብቶም ዝተረፋ ናይ ኩሎም ደቂ ብጾት ደንካሊያ እዚ ሰናይ ሓልዮት ቀጻሊ ክኸውን ንምነ፡