By Semere Fessehaye
ዝተናፈቕኩም ብጾት ከመይ ትኾኑ።
በሉ ካብ ሓውና ኪሮስ ዝመጸኒ ስእልታት ኣብ ወብ ሳይትና ኣስፊረዮ ኣሎኹ።
ንምርካቡ ኽኣ ኣብታ MANNHEIM 2015 እትብል ኣርእስቲ ጠውቑ።
ብተወሳኺ እቶም Android system ዘለወን ናይ ኢድ ተለፎ ዘለዋኹም፡ ብቐጥታ ኣርቲክል ክትጽሕፉ ከም ትኽእሉ ገይረ ኣሎኹ።
ነዚ ንምፍጻም ብሞባይልኩም መንገዲ ናብ ወብ ሳትና ትኸዱ።
ወብ ሳይትና ምስ ተኸፍተልኩም "ኣርቲክል ንምጽሓፍ ኣብ Android" ዝብል ጽሑፍ ጠውቕኩም ነቲ ኣፕሊኬሽን
ኣብ ሞባይልኩም ኣስፊርኩም ብድሕሪኡ ኢንስታል( install) ትገብርዎ።
ሽግር እንተ ኣጋጢሙኩም ደዊልኩም ንኽትሓቱኒ ኣይትሸገሩ።

ሓውኹም ሰመረ ፍስሃየ