By Semere Fessehaye
ዝተናፈቕኩም ብጾት ዳንካልያ፣ ከመይ ትኾኑ።
እንራኸበሉ ዕለት ይቀራረብ ኣሎ። ንገለና እኳ ደንጉዩና ከም ዘሎ ካብ ጽሑፋትና ክንበብ ይክኣል።

በሉ ክሳብ እታ ንራኸበላ ምዓልቲ ትመጽእ ብጻይና ተጋዳላይ ሚካኤል ያቆብ ንጉሰ (ኣብ ሰሜን ኣመሪካ ሰያትል ዝነብር) ዝልኣኾ ናይ ዳንካልያ ስእልታት ኣብ ወብ ሳይትና ኣስፊረዮ ኣሎኹ።

ንምርኣዩ ነዚ ኣብ ታሕቲ ዝርከብ መንገዲ ተኸተሉ።
  1. ኣብ DARMSTADT 2010 ዝብል ኣርእስቲ ወብ ሳይትና ትኸዱ።
  2. ቀጺልኩም ነታ PICTURES-1 እትብል ንኡስ ኣርእስቲ ትጥዉቑ።
  3. ናብ ዝተፈላለየ ኣልቡማት ክትመጹ ኢኹም። ካብዚ ኣልቡማት ኣዚ ነታ Denkel E.L.F. 1978 ትብል ትጥዉቑ።
  4. እተን ናይ መጀመርያ ሸውዓተ ስእልታት ካብ ሚካኤል ያቆብዝተላእካ እየን።


ሓውኹም ሰመረ ፍስሃየ።