By Semere Fessehaye
ዝኸበርኩም ብጾት ከመይ ትኾኑ። ድሕሪ ክልተ ዓመት ኮይኑ ድኣምበር እቲ ኣብ መርዓ ጓሎም ንብጾትና
መልኣከ ወዲ ቐሽን ብዓልቲ ቤቱ ኤርትራን ዝውዓልናዮን ዝሳዕሳዕናዮን ጓይላ ብመልክዕ ቪደዮ ኣብታ ቀዳመይቲ ገጽ ናይ ወብ ሳይትና ኣስፊርዮ ኣሎኹ።

ሓውኹም ሰመረ ፍስሃየ።