By Semere Fessehaye
ዝተናፈቕኩም ብጾት ከመይ ትኾኑ፣
መልኣከ ወዲ ቐሺ ዝልኣኸለይ ስእሊ፣ ናይቲ ኣብ መጻኢ ርክብና እነዕርፈሉ ሆተል፣ እተላልየና ኣብ ወብሳይትና ኣስፊረያ ኣሎኹ።
እታ ስእሊ ኣብ ቀዳመይቲ ገጽ ላዕለዋይ የማናይ ኩርናዕ ትርከብ።

ኣብታ ስእሊ፣ ኣድራሻ ናይታ ሆቴል ኣስፊረዮ ኣሎኹ። ግን ብርትዕ ዝበለ መጉሓሊ መረጼን ከድልየኩም እዩ።

ሓውኹም ሰመረ ፍስሃየ።