By Zecarias Tzegezab

ኩቡራት ሽማግለ መጀመርያ ሰላምን ፍቅርን ኣምነየልኩም ድኻምኩም ከይጸብጸብኩም ማንቲ ማሕበርኩም ዝገበርኩሞ ዕውት ኣኸባ ከየመስገኩኹም ክሐልፍ ኣይደለኹን ።ካላኣ ቅሩብ ከተብርህዋ ትድለናኣብነት ንሐደ ሰብ 105አሮ ኢልኩም እንተኾነ ንሐደ ፋሚሊ 2ተ ውይ4ቆልዑዘለዎከመይ ኢዩ ቁሩብ መብርሂ እንተትውስኹ ጽቡቅ ነይሩ። ካልእ እንታይ ሞ ክሕክየኩም ዘይትፈልጥዎ ነገር የለን ህዝብና ክጥዕሞ ንሕናውን እግርና መሊእና መርየትና ክንረግጽ ሃየ ምግሐፍ ኣይንሕመቕ ።