By Semere Fessehaye
ዝኸበርኩምን ዝተናፈቕኩምን የሕዋት ከመይ ትኾኑ?
ብሓባር እንስሕቐሉ ዕለት እናቐረበ ይመጽእ ኣሎ።
ካብ ዓሚ ለብዘበን ክንበዝሕ ዘሎ ትጽቢት ዓቢ እዩ።

ብጾት ብሓፈሻ ኩለትና ድሃይ ኣጥፊእና እኳ ክብሃል እንተተኻእለ፡
ኣብ ሰሜን ኣመሪካ እትርከቡ የሕዋት ድሃይኩም ካብዝጠፍኣና ነዊሕ
ኮይኑ ክብሃል ይከኣል።

በሉ የሕዋት ሓደራ ድሃይ ካብ ምግባር ዓዲ ኣይትውዓሉ።
ክሳብ ኣብ መጻኢ ጽሑፍ ንራኸብ ብድሓን የጽንሓና።

ሓውኹም ሰመረ ፍስሃየ።