By Baire Sereke

ዝኸበርኩም ማሕበር ዳንካልያ

ኣብ ኩሉ መነባብሮኹምን ጥዕናኹምን ሓጎስን ቅሳነትን እናተመኔኹ፤
እንሆ ኣብ ድሮ ምስግጋር ዓመት ንኣቱ ኣሎና። በዚ ኣጋጣሚ ከኣ፡ ናይ ሓጎስን ቅሳነትን ዓመት፡ ከምኡ'ውን ርሑስ በዓል ልደት ክገብረልና ትምኒተይ እገልጽ።


ባይረ ሰረቐ