By Semere Fessehaye
ዝተናፈቕኩም ብጾት ዳንካልያ ከመይ ትኾኑ?
እንራኸበሉ ዕለት እንዳቐረበ ይመጽእ ኣሎ::
ናፍቖት በርቲዑና ከም ዘሎ ካብቲ ብተለፎን ብምርኻብ እንገልጾ ስምዒታትና
ክምዘን ይክኣል::
በሉ ሓንቲ ወርሒ እያ ተሪፋህና ዘላ እሞ ንምርኻብና ከነድምቖ መታን
ቁጽርና መታን ኣቐዲሙ ክፍለጥ ንኣባላት ሽማግለ ካብ ምሕባር ኣይንሕመቕ

ኣብ ወርሒ ሓሙሽተ ዝነፍስ ዝነበረ ንፋስ ዓድና ኣኸባና ኣብ ኤርተራ ግዲ ክኸውን እዩ
ዝብል ተስፋ ሂቡኒ ነይሩ ግን ኣይሰለጠን::
ዝኾነ ኾይኑ ማዓልቱ ክሳብ ዝኣክል ኣብታ ናይ ቀደም መአከቢትና ንኽንራኸብ ብሃረርታ
እንዳ ተጸበኹ እየ::