By Baire Sereke
ናብ ዝኸበርኩም ብጾት
ናስ ዳንካልያ

ኣቐዲመ ዝለዓለ ልባዊ ሰላምታይ እሰደልኩም። ኣብ መነባብሮኹምን ጥዕናኹምን ምስ ምሉኣት ስድራቤትኩም ሕራይ ንኽትህልዉ ተስፋይ ወሰን የብሉን። ንግደትና ናይ ሎሚ ዓመት ካብ ዕለት 03.08.12 ክሳብ 05.08.12 ነሓሰ እንሆ ደበኽ ኢሉ። ኣቐዲምና ደጋጊምና ሓቢርናዮ ከምዝነበርና ልክዕ ቁጽሪ ናይ ሎሚ ዓመት ተሳተፍቲ ስለዘይፈለጥና፡ ንመሓለውታ ናይ 30 ሰባት ትሕጃ ሒዝና ከምዘሎና ድሮ ሓቢርና ኢና። ካብዚ ንላዕሊ እንድሕሪ ኮይኑ ቁጽርና ከኣ ተሽኪል ናይ ቀደምና ኢዩ ከም ናይ ባርያጋብር ኣብ ኣደራሽ ወይ ኣብ ኮረደዮ ንሽክል ግዲ የለን።

ብዝኾነ ደሃይኩም ኣይተሓባኣና ደሃይ ግበሩ። ክሳብ ገጸ-ገጽ እንራኸብ ከኣ ሕማቕ ይሰውረልና ኣብሓጎስ ከኣ የርኽበና።


ምስ ብዙሕ ሰላምታ

ሽማግለ ማሕበር ዳንካልያ
05.08.2012